እዚ መተግበሪ ኣብ ሓምሻይ ክፍለ ዘመን ናብ ምድሪ ኣግዓዚ ናይ ዝመፁ ፃድቃናት ዝገልፅ እዩ ። ብፍላይ ድማ ናብ ኦድዋ (ዓድዋ) ዝመፁ ትሽዓተ ቅዱሳን ታሪኽ የዘንቱ
እግዚአብሔር ምድረ ኣግዓዚ ይባርኽ
ኣሜን
لا توجد آراء أو تقييمات بعد! لترك أول تقييم يرجى